1: ሊቀ መላእክት መን ይብሃል?
2: ብስራታዊ መልኣክ መን እዩ?
3: ን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣቦኣን ኣዴኣን መን ይብሃሉ?
4: ሊቀ ሃዋርያት መን ይብሃል?
5: ዕለት 21 እንታይ ይውዕል?
6: ሆሳእና እንታይ ማሌት እዩ?
7: ኣድመሳዊ ጉባኤ ክንደይ እዮም
8: መሲሕ እንታይ ማሌት እዪ?
9: ኦርቶዶክስ እንታይ ማሌት እዩ?
10: ተዋህዶ ማሌት ከ?