QuizMe
Open main menu
Login
Create a quiz
ኤርትራ መንፈሳዊ ሕቶታት 2020 ብ ፍትሒ ኣንጎሶም
1: ሊቀ መላእክት መን ይብሃል?
ቅዱስ ገብርኤል
ቅዱስ ሚካኤል
2: ብስራታዊ መልኣክ መን እዩ?
ቅዱስ ገብርኤል
ቅዱስ ሩፋኤል
3: ን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣቦኣን ኣዴኣን መን ይብሃሉ?
ኣዴና ሃናን ኣቦና እያጨምን
ኣዴና ኤልሳቤትን ኣቦና ዘካርያስን
4: ሊቀ ሃዋርያት መን ይብሃል?
ቅዱስ ጳውሎስ (ሕሩይ ኣቅሓ)
ቅዱስ ጴጥሮስ (ከውሒ)
5: ዕለት 21 እንታይ ይውዕል?
ኣደይ ማርያም
መድሃኔዓለም
6: ሆሳእና እንታይ ማሌት እዩ?
ሕጂ ኣድሕን
ሕጂ ምጻእ
7: ኣድመሳዊ ጉባኤ ክንደይ እዮም
ሀ, 3
ለ, 7
8: መሲሕ እንታይ ማሌት እዪ?
መምህር
እየሱስ ክርስቶስ
9: ኦርቶዶክስ እንታይ ማሌት እዩ?
10: ተዋህዶ ማሌት ከ?
ቃልን ስጋን ዝተዋሃሃደ
ኦርቶዶክስ