QuizMe
Open main menu
Login
Create a quiz
ሃይማኖት
1: 1. ናይ እምነት ግእዛዊ ሰርወ ግሱ (verb) "ኣምነ" ክኸውን እንከሎ፡ ናይ ሃይማኖት መበቆላዊ ግሱ (verb) ከኣ...?
ሃይማኖተኛ
ሰጋድን ጸዋምን
እምነት ኣልቦ
ሃይመነ
2: 2.እምነት ኢልና ኣማኒ ንብል፡ ሃይማኖት ኢልና....?
ኣማኒት
ኣመንቲ
ሃይማኖተኛ
3: 3.ዘይክለስ፡ ዘይውሰኾ፡ ዘይቅነሶ፡ ዘይመሓየሽ....
ተውፊት
ቀኖና
ዶግማ
4: 4. ኣብነት ናይ ቀኖና
ኣፈጻጽማ ጾም
ኣፈጻጽማ ስርዓተ ቅዳሴ
ብቅዱስ ሲኖዶስ ዝመሓየሽ ኣገልግሎት
ሰለስቲኡ መልሲ
5: 5. ኣብነት ናይ ዶግማ
ዓሰርተ ትእዛዛት
ሽዱሽተ ቃላተ ወንጌል
ምስጢረ-ሜሮን፡ንስሓ፡ ቊርባን፡ ጥምቀት
ኲሉ መልሲ
6: 6. ተውፊት እንታይ ማለት'ዩ?
ኣወፈየ (ግእዛዊ ቃል)
ኣቀባበለ
ብቃል፡ ብጽሑፍ ካብ ካልእ ትውልዲ ተቐቢልካ ናብቲ ዝቕጽል ትውልዲ ከተስግር ከለኻ
ኲላቶም ንተውፊት ዘብርሁ ኢዮም
7: 7.ብቅዱስ ተውፊት እንታይ ተረኽበ
ዋላ ሓደ
ቅዱሳን መጽሓፍቲ
8: 8. ቃል መጽሓፍቅዱስ መታን ንከይፋለስ (ትርጉሙ ንከይቅይር)
ሊቃውንት ምሕታት የድሊ
ኣስራውን ኣዋልድን መጽሓፍቲ
በዓልቲ ስልጣን ቤተክርስቲያን'ያ ትከታተሎ
ሰለስቲኡ መልሲ
9: 9. ተውፊት መዓሰ-መዓስ ተነግረ
በሕገ-ልቦና
በሕገ-ኦሪት
በሕገ-ወንጌል
በዘመነ-ሊቃውንት
ኲሎም ይጥቀሙ ነይሮም
10: 10. ፍጡር ወዲ ኣዳም ብዛዕባ ህልውና ፈጣሪኡ ንምርዳእ፡ (ብዘይካ መጽሓፍ ቅዱስ) ዝጥቀመሎም..?
ኣሰራርዓ ስነ-ፍጥረት
ስነ-ጽባቐ ክፍሊ ኣከላትና
ሕልናና
ናይ ታሪኽ ምስክርነት
ኲሉ መልሲ
11: 11.ክትብድል እንከለኻ ኣብ ውሽጥኻ ዝወቕሰካ..?
ፖሊስ
ዝርእየኒ የለን
ሕልና
ምስ ደቀስኩ ይርስዖ'የ
12: 12. ባሕርይ እግዚአብሔር
ዘለአለማዊ
ደቂቅ'ዩ
ሓገዝቲ ኣለዉዎ
ብዘይመልኣኽቲ ኣይሰርሕን'ዩ
13: 13. ባሕርይ እግዚአብሔር
ምሉእ በኲልሄ (ኣብ ኲሉ ምሉእ)
ዘይልወጥ
ብባሕርይ መለኮቲ ምርኣይ ኣይከኣልን
ኲሉ መልሲ
14: 14.ባሕርይ እግዚአብሔር፡
ፍጹም ጥበበኛ
ንጹሕን ቅዱስን
ሓቀኛ ፈራዲ
ፍጹም መሓሪ
ዘይጠልም ተኣማኒ
ኲሉ ባሕሪኡ ኢዩ።
15: 15. እግዚኣብሔር ማለት...?
እግዚአ= ገዛኢ፡ ጎይታ፡፡ ብሔር ከኣ= ሕዝቢ፡ ፍጥረት
ፈጢሩ ዝገዝእ
አብ፡ ወልድ፡ መንፈስቅዱስ
ኲሉ ቅኑዕ
16: 16.ሓንቲ ካብ ሸውዓተ ሰማያት
ጽርኀ አርያም
መንበረ መንግሥቲ ኖርወይ (Stortinget)
ማይ ዮርዳኖስ
17: 17. ክልተ ካብ ሸውዓተ ሰማያት
ሰማይ ውዱድ፡ ኢዮር
ራማ፡ ኤረር
ኢዮርሳሌም ሰማያዊ፡ መንበረ መንግሥት
ኲሉ መልሲ
18: 18.ሰፈር መልአኽቲ፥- "ኢዮር፡ ራማ፡ ኤረር" 'ተኾኖም፡ ጻድቃን ዝቕመጥዋ ድማ?
መንግስተ ሰማት
ብሔረ ሕያዋን
ብሔረ ብጹኣን
ገነት
ኲሉ መልሲ
19: 19. ናይ መወዳእታ ተስፋ እትገብረላ ስፍራ ኣበይ'ያ?
ኤርትራ
ኖርወይ
ኣሜሪካ
መንግስተ ሰማያት
ሲኦል
ኣብዚ ኣይተጻሕፈትን
20: 20. ባሕርይ ቅዱሳን መላእክት....?
ረቀቕቲ
ኣእምሮና፡ ሓይሎምን መልክዖምን ክልክዖ ዓቕሚ የብሉን
ሓደ መልኣኽ ነቲ ካልእ መልኣኽ "የሕልፈኒባ!" ኢሉ ንምሕላፍ ኣይሽገርን
ኲሉ ንባሕርይኦም ይሰማማዕ'ዩ።
21: 21. መልኣኽ ዝብል ስያመ ንመን ይወሃብ፧
ንደቂ ሰባት (ሓለፍቲ-ሰበ-ሥልጣናት)
ንቅዱሳን መልአኽቲ
ንኣጋንንቲ
ንኣቦታት መራሕቲ ቤተክርስቲያን
ኲሉ ቅኑዕ
22: 22.ገለ ካብቶም ኣብታ ቀዳመይቲ ዝተፈጥሩ
ኣጣል
ዓሳ ነባሪ
ማይ፡ መሬት፡ እሳት ንፋስ
ብሰንበት ኣይፈጠረን
23: 23. ገለ ካብቶም ኣብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ዝተፈጥሩ...?
መልአኽቲ
ሰማያት
ጸልማት
ኲላቶም
ኣይፈልጣን'የ
24: 24.ኣብ ካልኣይ መዓልቲ (ሰኑይ) ዝተፈጥሩ
ማይ ናብ ላዕልን ንታሕትን ተኸፋፊሎም
ሄኖስ ኣብ ላዕሊ ተረፈ፡
ክልቲኡ መልሲ
25: 25. ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ (ሰሉስ) ዝተፈጥሩ...?
ብምሳር ዝቚረጹ ኣግራብ
ብማዕጺድ ዝዕጸዱ ኣዝርእቲ
ብኢድ ዝልቀሙ
ኲሉ መልሲ
26: 26. ብዕለተ ረቡዕ (ራብዓይ መዓልቲ)፡ እንታይ ተገብረ?
ጸሓይ
ወርሒ
ከዋኽብቲ
ሰለስቲኦም ብረቡዕ ተፈጢሮም
27: 27. ብዕለተ ሓሙስ (ሓሙሻይ መዓልቲ) ዝተፈጥሩ...?
ብእግሪ ዝኸዱ እንሥሳታት
ኣዕዋፍ
ለመምታታት
ዓሳታትን ወንጅራትን
ኲላቶም
28: 28. ብዕለተ ዓርቢ ዝተፈጥሩ...?
ኣጋንቲ
እንሲሳ
ቅዱሳን መላእኽቲ
ሰብ
29: 29. ዕለተ ቀዳም እንታይ ማለት'ዩ
መወዳእታ መዓልቲ
ቀዳመይቲ ሰንበት
ተጉም የብላን
Lørdag
Saturday
30: 30. ሰብ ንመን ይመስል
ሕያዊት ነብሲ ብምውናኑ ንመላእክት ይመስል
መዋቲት ስጋ ብምውናኑ ንእንሲሳታት ይመስል
ብኣርኣያ ሥላሴ ተፈጥረ
ኲሉ መልሲ