QuizMe
Open main menu
Login
Create a quiz
ግብረ ሃዋርያት
1: ግብረ ሃዋርያት ክንደይ ምዕራፍ ኣለዎ?
27+11
27+1
2.8
ብግእዝ 29
2: ጸሓፊ ግብረሃዋርያት መን ኢዩ
ዘላህም ሉቃስ
ዘኣንበሳ ማርቆስ
ዘንስር ዮሃንስ
ዘሰብእ ማቴዎስ
ኣቡነ ሉቃስ
3: ጸሓፊ ግብረ ሃዋርያት ቁጽሩ ካብ መን ኢዩ
120 ስድራቤት ክርስቶስ
ሓደ ካብ ኣርባዕቱ ወንጌላውያን
ካብ 72 ኣርድእት
ኩሉ መልሲ
ኩሉ መልሲ ኢዩ ብዘይካ ሓንቲ ቅንዕቲ ኣይኮነትን
4: ስእሊ ድንግል ማርያም ዝሰኣለ መን ይበሃል
ወንጌላዊ ሉቃስ
ሓኪም ወንጌላዊ ሉቃስ
ሓኪም ሉቃስ ዘእስክንድርያ
ኩሉ መልሲ ኣይኮነን፡ ሓንቲ ዘይቅንዕቲ ኣላ
ኩሉ መልሲ
5: ንመን ተጻሕፈ ወንጌል ግብረ ሃዋርያት
ን ቴዎፍሎስ
ን ወላ ሓደ ሰብ ኣይተጻሕፈን
ንኩልና
መልሲ የለን ግን ኣስተውዕል
6: ሓይሊ ክሳብ ትለብሱ ካብ ....... ኣይትውጹ
እስራኤል
ኢዮር
ኤውሮጳ
ኢየሩሳሌም
7: ንሂወት ተሓርዩ ንሞት ዝመረጸ፡ መወዳእታኡ ጥፍኣት ዝኮነ መን ኢዩ
ይሁዳ ወልደ ያዕቆብ
ኣቡኡ ዝቐተለ ኣዲኡ ዝዓመጸ መምህሩ ዝሸጠ ይሁዳ
ዲያብሎስ
መልሲ የለን
ኩሉ መልሲ
8: ገዝኡ ትዕኖ ሽመቱ ውን ካልእ ይውሰዳ ኢሉ ዝተነበየሉ ን ይሁዳ መን ኢዩ
ነቢይ ኤርምያስ ዓቢይ
ነቢይ ኢሳይያስ
ነቢይ ዕንባቆም
ዘማራይ ዳዊት
9: ስድራቤት ክርስቶስ ዝበሃሉ ክንደይ ኢዮም። መነመን ኢዮም
120
72 ቅዱሳን ኣርድእት
36 ቅዱሳን ኣንስት
12 ሃዋርያት
ኩሉ መልሲ
10: ን ይሁዳ ክትክኡ ዝተመርጹ ሕሩያት መነመን ኢዮም
በርሳባስ ዝበሃል ዮሴፍ ዝሰመይዎን፡ ማትያስን
ቶማስ እንድርያስ
ጳውሎስ ዘንስሪም
11: ደቂ መዛሙርቲ ክርስቶስ ዝበሃሉ መን ኢዮም
እቶም ብስም ኣብን ወልድን መንፈስቅዱስን ዝተጠመቑ
ካብ ነብሶም ንየሕዋቶም ዘፍቅሩ ፍቕሪ ገንዘብ ዝጻረሩ ፍቕሪ ኣምላኽ ዝድረሩ
ኩሉ መልሲ ኢዩ፡ ድልዋት ግበረና ብቑዓት ክንከውን። ኣቡነ ዘሰማያት ንጸሊ ቅድሚ ምቕጻልና ሕቶና
ብንስሓ ተሓጺቦም ነብሶም ኣዳልዮም መኣዲ ጎይታ ዝስተፉ
7 ግዜ ይወድቁ 7 ግዜ ዝትስኡ
ወንጌል ኣምላኽ ብእምነት ተቐቢሎም ፍጹም ተግባር ዘለዎም
ንዲያብሎስ ዝጻረሩ ንክርስቶስ ዘስምሩ ንወላዲቱን ሕሩያቱን ዘኽብሩ
ን ኣገልግሎት ትጉሃት ንጸሎት ንቁሓት ንይቕሬታ ድሉዋት
12: ነደቕቲ ዝነዓቕዎ እሞ ርእሲ መኣዝን ዝኾነ መን ኢዩ
ወልደ ኣብ ወልደ ማርያም
ከውሒ ዝተሰምየ ሊቀ ሃዋርያት ጴጥሮስ
ፍቁረ እግዚእ ዮሃንስ
መልሲ የለን
13: ግራቱ ሸይጡ፡ ገንዘቡ ንሃዋርያት ምሉእ ዝሃበ መን ኢዩ
ሃናንያ
ኣዛርያ
ዮሴፍ ዝስሙ ብሃዋርያት በርናባስ ዝተባህለ
ዮሴፍ ወልደ እስራኤል
14: ትርጉም ስም በርናባስ ምረጽ
ፍቱው ወደይ
ቦኽሪ ወደይ
ወዲ ምጽንናዕ
ተስፋ ጽባሕ
15: ንመንፈስ ቅዱስ ዝሓሰው መሬት ኣፉ ከፊቱ ዝወሓጦም መን ይበሃሉ
ኣብርሃምን ሳራን
ሃናን ሶፎንያስን
ሃናንያ ሰጲራን
ሃኒ ሶቲ
16: ን ሃዋርያት ከይቀትልዎም ምእንቲ ዝተጣበቐሎም መምህር ሕጊ መን ኢዩ
ኒቆዲሞስ መምህር ሕጊ
ዘኬዎስ
ገማልኤል
ቴዎዳስ
17: ንሕና ንቃል ኣምላኽ ሓዲግናስ ኣብ መኣዲ ከነገግል ዚግባእ ኣይኮነን ኢሎም ሃዋርያት ክንደይ ዲያቆናት መረጹ? ሊቀ ዲያቆናት ከ መን ኢዩ?
6 ሊቀ ድ. ኒቆላዎስ
7 ሊቀ ድ. እስጢፋኖስ
8 ሊቀ ድ. ጳውሎስ
18: እስጢፋኖስ ጸጋን ሓይልን መሊእዎ ነበረ እሞ፡ ኣብ ማእከል ህዝቢ ዓበይቲ ትእምርትን ተኣምራትን ይገብር ነበረ
ሓቂ ዘይኮነ
ኣንጻር ሓቂ
መልሲ የብሉን
ሓሶት ዘይኮነ
ኩሉ መልሲ
19: ኣብርሃም ማለት
ኣቦ ውሑዳት
ኣቦ ብዙሓት
ዓቢይ ኣቦ
ተኣማኒ በዓል ቤት
20: ዓርከይ ኢኻ ዝተባህለ ብ እግዚኣብሔር መን ኢዩ
ዘማራይ ዳዊት
ሊቀ ሃዋርያት
ኣቦና ኣብርሃም
ነቢይ እዝራ
21: ይስሃቅ ኣብ ክንደይ መዓልቱ ተገዝረ
ሻድሻይ
ሻብዓይ
ሻሙናይ
ታሽዓይ
22: ጥበብ ግብጻውያን ዝተማህረ፡ ካብ ማይ ዝተረኽበ ብ ጓል ንጉስ ዝዓበየ፡ ሕነ እቲ ዕሙጽ ርእዩ ነቲ ግብጻዊ ዝቐተሎ ኢዩ
ነቢይ ኢያሱ
ነቢይ ሙሴ
ነቢይ ዮሴፍ
ኩሎም መልሲ ኢዮም
23: እዛ ዘለኻያ ስፍራ ቅድስቲ ምድሪ ኢያ እሞ
መጽሓፍካ ገንጽል
ልብኻ ኣንጽህ
ገጽካ ኣማዕትብ
ኣሳእንካ ኣውጽእ
24: ኪዳን ግዝረት ንመን ተዋህበ
ን ዮሃንስ
ን ያዕቖብ
ን ኣብርሃም
ን ዮሃንስ መጥምቅ
25: እስራኤል ዝተሰምየ ኣቦሓጎኡ መን ኢዩ
ይስሃቕ
ሉዝ
ኣብርሃም
ሙሴ
ኤልያስ
26: እስራኤላውያን ኣብ ምድረ ግብጺ ከለዉ ኣማልኽቲ ስርሓልና ኢሎም ዝረበሽዎ ንሱ ድማ ዝገበረሎም መን ኢዩ
ካህን ዘካርያስ
ካህን ኣሮን
ካህን ሙሴ
መልሲ የለን
27: ንእግዚኣብሔር ቤት ዝሃነጸሉ መን ኢዩ
ነቢይ ሰሎሞን
ነቢይ ሳሙኤል
ዘማራይ ዳዊት
ካህን እዝራ
28: ሊቀ ዲያቆናት ብምንታይ ሞተ
ኣስተይዎ ሓሞተ መሪረ
ሰቀልዎ ዲበ ዕጽ
ተሳህቦ በሓብል
ብዳርባ እምኒ
29: መወዳእታኡ ዝጸበቐ ብቅድሙ ግን ክርስትያናት ዘሳድድ ዝነበረ፡ ኣብ ቅትለት እስጢፋኖስ ዝተሳተፈ መን ኢዩ
ንጉሰ ሳኦል
ሳውል
እስማኤል
ዳዕሽ
30: ጠንቋላይ ነይሩ ዝተጠመቐ ብድሕሪኡ ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ምስ ተቐበለ ኣብ ሕማቕ ግብሪ ዝተጸምደ፡ ገለ ከይከውን ንሃዋርያት ኣማልዱለይ ዝበለ መን ኢዩ
ስምኦን ሰፋይ ጫማ
ስምኦን ጠንቋሊ
ስምኦን ዓረባዊ
ስምኦን ፈሪሳዊ
31: ብ ሃዋርያት ዝምሰሉ፡ እግዚኣብሔር ጸጋ ዝዓደሎም ኡፍ ኢሎም መንፈስ ቅዱስ ክቅበሉ ዝጽልዩልና፡ ኣእዳዎም ኣንቢሮም ዝባርኹና መን ኢዮም
ካህናት
ጳጳሳት
ኤጲስቆጶሳት
ቀሳውስት
ቆሞሳት
ኩሎም መልሲ
32: ነቲ ስሉብ ኢትዮጵያዊ ዘጥመቖ መን ኢዩ
ፊሊጶስ ሃዋርያ
እንድርያስ ሃዋርያ
ኣባ ኣጋቶን
ኣቡነ ብጹእ ኣምላክ
33: ነቲ ዘንበቦ ዘየስተውዓሎ ንፊሊጶስ ዝሓተቶ እቲ ኢትዮጵያዊ ካበይናይ መጽሓፍ ኢዩ
ነቢይ ሆሴእ
ግብረ ሃዋርያት
ነቢይ ህዝቅያስ
ነቢይ ኢሳይያስ
34: እቲ ስሉብ ኢትዮጵያዊ ምስ ተጠምቀ ፊሊጶስ ሃዋርያ ናበይ ከደ
ኢየሩሳሌም
ተሰዊሩ ብድሕሪኡ ኣብ ኣዛጦን ተረኽበ
ናብ ህንዲ ከደ
ናብ ኢትዮጵያ ከደ
35: ወደየ እዛ ትመሃራ ዘለኻ ፍልጠት ክትውስኸልካ ዘይኮነት፡ እንታይ ደኣ ኣብ ሂወትካ ገለ ክትፈጥረልካ ኢያ ዝበሉ ኣቦ መን ኢዮም? ን በረኸት ክኾነና፡ ሂወትና ክንቅይረሉ ንሕና ክነብረሉ ክንቅደስ መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ ኣይነቋርጽ። እግዚኣብሔር ይደግፈና
ሊቀ ሃዋርያት
ሊቀ ዲያቆናት
ፖፕ ሲኖዳ 3
መልሲ የለን።